ራንዳ ጎግሬፈ

ራንዳ ጎግሬፈ ኣብ ዳማስቆስ ዝተወልደት ኮይና ፣ ካብ 1995 ጀሚራ ኣብ ሃገረ ጀርመን ትነብር።

ኣብ ዳማስቆስ ክትነብር ከላ፡ ከም ተርጓሚት ናይ ቋንቋታት ዓረብን ኢንግሊሽን ኮይና ትሰርሕ ነይራ። ካብ 2015 ጀሚራ፡ ንተሰዲዶም ናብዚ ሃገር ዝመጹ ትትርጉምን፣ ኣብ መንግስታዊያን ትካላት፡ ኣ ብ ቦታ ሕክምናዊ ክንክን ዝግበረሉ ቦታትን ኣብ ትምህርቲ ተሰንዮምን ትትርጉመሎምን።

ቋንቋታት፦  ዓረብን ኢንግሊሽን