ንሕና ድሌትና ብቀጻሊ ስራሓትና እነማዕብለሉ መገዲ ምኻድ ስለዝኾነ፡ ናትኩም ከጻሊ ሓገዝኩም የድልየና።

ብትገብሩልና ሓገዝ ወፈያ ፣ ሓገዝ ዘድሊዮም ሰባት ብዝያዳ ንኽንሕግዝ ይሕግዘና።

ንሕና ብመንግስቲ ንሓባራዊ ጥቅሚ ከምንሰርሕ ተቀባልነት ስለዘለና፣ ንትህቡና ወፈያ ወግዓዊ መረጋገጺ ቅብሊት ንሰደልኩም፦

ወፈያ ትህቡሉ ናይ ባንኪ ሕሳብ፦

IBAN:DE80 5502 0500 000 15811 01

BIC: BFSWDE33MNZ

የቀንየልና።