መእታን ነንሕድሕና ክንራዳደእ ክንክእል

In Kooperation des Antidiskriminierungsbüros RLP mit der Landeszentrale für Politische Bildung RLP...

Sprachmittlung für geflüchtete Menschen im Bereich der sexuellen und reproduktiven Gesundheit und...

Durch die Förderung des ESF Plus und des Ministeriums für Familie, Frauen, Kultur und Integration...

ብኸመይ ነንሕድሕድና ክንተሓጋገዝ ንኽእል፦

እዚ ማሕበር ኣብዚ እዋን ድሮ 25 ዝተፈላለዩ ቋንቋታት ዝመልኩ ኪኢላታት ኣብ ዝግበሩ ስራሓት ከዋሲእን ከማእክልን ዝኽእል እዩ፡፡

ፋርዚ ፣ ስፓኒሽ፣ ኣራቢሽ፣ ቡልጋሪሽ፣ ቱርኪሽ፣ ሩሲሽ፣ ፍራንሶዚሽ፣ ዳሪ፣ ኤወ፣ ኮቶኮሊ፣ ቻምባ፣ ኩሱንቱ፣ በርበር፣ ኣምሓሪኛ፣ ክሮኣቲሽ፣ ማሲዶኒሽ፣ ፖርቱጊዚሽ፣ ስሎቨኒሽ፣

ኢንግሊሽ፣ ትዊ፣ ኡንጋሪሽ፣ ቦዝኒሽ፣ ኣራሜሽ፣ ቬይትናሜዚሽ፣ ፓሽቱ፣ ትግርኛ፣ ሶማሊሽ፣ ኩርዲሽ፣ ዘርቢሽ፣ ሩሜኒሽ፣ ፖልኒሽ፣ ኡርዱ

 

ነዚ ኣብ ላዕሊ ተገሊጾም ዘለዉ ቋንቋታት ዝትርጉሙ ኣካላት ብኢሃካ (ብቅዓት ፈታኒ ትካል)ሰርትፊኬት ብቅዓቶም ዝተረጋገጸ እዩ ። እዞም ብቅዓት ቋንቋ ዘለዎም ተርጎምቲ ኣብ ዉሽጢ ሕብረተሰብ ዝዋስኡ እዮም።

ኣብዚ ዝግበር ንጥፈታት ብማሕበርና ይዉደብን ይዳለዉን። ንሕና ናብዚ ሃገር ዝመጹ ሰባት ዕድላት ንፈጥር፣ ብዛዕባ ዘለዎም መሰላትን ግቡኣትን ኣብ ነጻ ዝኾነ ትካል ምኽሪ ንኽረኽቡ ዝሕግዝ እዩ ። ከምኡዉን

ዝምልከቶም መንግስታዉያን ብቀሊሉ ምስ ሰብ ጉዳያት ንኽራዳዳእን ኣብ ዝግበሩ ስራሓት ሱሉጥ ንኺኸዉን ይሕግዝ።

ዝያዳ ሓበሬታ ንኽትረኽቡ;

ማሕበርና፦

እዚ ማሕበርና ኩልቱር ኡንድ ሽፕራኽሚትለር ኤ.ፋዉ ኣብ 2017 ዝተመስረተ ኮይኑ፣ ዕላምኡ፡ ብዓለም ለኸ ደረጃ ኣረኣእያና፣ ከም ተቀባልነትን ክብረትን ኣብ ካልኦት ባህልታት ካብ ዝተፈላለዩ

ወገናት ከባቢ ንዝመጹ ንኽህሉን፣ ሕ/ሰባት ኣብ ምርድዳእ/ስኒት ንኽህልዉ ዝነጥፍ እዩ። እቲ ስራሓት ማሕበርና ዝፍጽሞ፣ ነጻ ዝኾነን፡ ንባዕላዊ ጥቅሚ ዝዉዕል ዘይኮነን እዩ።

 

ብዝያዳ ሓበሬታ ንኽትፈልጡ፦

〉ጥርናፈና

〉 ክንበጽሖ ንደሊ

〉 ድሕረ ባይታ

〉 ወፈያ / ሓገዝ ምብርካት

〉 ኣባል ማሕበር ምዃን

mehr erfahren

ምሳና ሓቢሮም ዝሰርሑን መወልትናን