ንኣተሓሕዛ ሓበሬታ ዉልቃዊ ድሕረ ባይታ ዝምልከት መብርሂ፦      

1)ንድሕነት ሓበሬታ ድሕረ ባይታ ዝምልከት ብሓፈሻ  ሓፈሻዊ መብርሂ  እዚ ሲዒቡ ዝቀርብ ብቅልል ዝበለ፣ ብዛዕባ እቲ ዝዉሰድ ዉልቃዊ ድሕረ ባይታ ሓበሬታ ኣብ ናይ ኢንተርነት ገጽና፣ ኣብ ምንትይ ከምዝዉዕል ዝሕብር እዩ። ንዉልቀ ሰብ ዝሕብር ኩሉ ድሕረ ባይታ ሓበሬታ፣ ናይ ዉልቂን ንዝዉሰዶ ሰብ ዉን ስለዝምልከት እዩ ። ሙሉእ ሓበሬታ ነዚ ንድሕነት ድሕረ ባይታ ዝምልከት፣ ኣብዚ ቀጺሉ ዝቀርብ ሓበሬታ፡ ንዉልቃዊ ድሕረ ባይታን ኣተሓሕዝኡን ዝምልከት ይኸዉን።  መን እዩ ንዝዕቀብ ድሕረ ባይታ ሓበሬታ ኣብ ኢንተርነት ገዛና፣ ሓላፍነት ዝወስድ?  እቲ ዝዕቀብ ሓበሬታ ድሕረ ባይታ ዘወሃህዶ፣ ኣብዚ ኢንተርነት ገጽ፡ ነቲ ኢንተርነት ገጽ ዘማእክሎን ዘወሃህዶን እዩ። እቲ ትዉከስዎ ኣካል ኣብቲ ኢንተርነት ገጽ ኣብ ኢምፕረሱም ዝብል ክፋል ክትርእዩዎ ትኽእሉ።  ብኸመይ እዩ እቲ ሓበሬታ ድሕረ ባይታ ዝዕቀብ?  እቲ ሓበሬታ ዉልቃዊ ድሕረ ባይታ፣ ካብቲ ባዕልኹም ዝሃብኩምና ሓበሬታ እዩ ዝእከብ። ንኣብነት ኣብ ዝምላእ ፎርሙላ፡ ባዕሉኹም ዝሓበርኩምና ይኸዉን። ኢንተርነት ገዛና ኣብ ዝርኣኹምሉ እዋን ካልእ ሓበሬታ፣ በቲ ዘሎ ናይ ቴክኒክ ክእለት ዝተፈልጠ/ዝተረኽበ ሓበሬታ ይኸውን። እዚ ክንብል ከለና በቲ ዘሎ ናይ ቴክኒክ ተኽእሎ ንምሳሌ ዝኣክል እንድሕር ናብቲ ማዕጾ ናይ ኢንተርነት ገዛ ክትኣትዉ ከለኹም፣ በትሪብስ ሲይስተም ወይከኣ ሰዓታት ዝኣተኹምሉ ዘርኢ፣ ዝኸፈትኩሞ ገጻት ዘርኢ፣ እዚ ዓይነት ትገድፍዎ ሓበሬታ ብቀጥታ ኣብ ገዛ ኢንተርነት ክትኣትው ከለኹም ዝርከብ/ዝፍለጥ ሓበሬታ እዩ።  ሓበሬታ ናትኩም ንምንታይ ንጥቀመሉ?  ሓደ ክፋል ሓበሬታ ድሕረ ባይታ ዝዉሰድ፣ መእታን ብዘይ ገለ ጌጋ እቲ ኢንተርነት ገዛና ከዳልዉ ስለዝደሊ እዩ ። ካልእ ሓበሬታ ዝእክብ ከኣ ንመገምገሚ ተጠቀምቲ ኢንተርነት ገዛና ንዝደልዩዎ ነገራት መፍለጢ ክኸዉን ተባሂሉ እዩ።    ብዛዕባ ሓበሬታ ድሕረ ባይታኹም ዝምልከት እንታይ ዓይነት መሰል ኣለኩም? ብዘይ ገለ ክፍሊት፡ ምንጪ ብዛዕባኹም ዝተኣከበ ዉልቃዊ ሓበሬታ ድሕረ ባይታ ክትፈልጡ፣ መን ነቲ ሓበሬታ ከምዝተቀበሎን ንምንታይ መዓላ ከምዝዉዕል ንኽትፈልጡን፣ ኣብ ዝኾነ እዋን መሰልኩም ሕሉዉ እዩ።  ካብኡ ሓሊፉ ዉን ብተወሳኺ፣ ኣብቲ ተዓቂቡ ዘሎ ሓበሬታ መኣረምታ ይኹን ምትዕርራይ ክትገብርሉ፣ ከምኡዉን ከተደምስስዎ ይኹን ከተዕጽዉዎ ሙሉእ መሰል ኣለኩም። ንዑኡ ዝምልከት ሕቶታት ወይከኣ ንሓበሬታ ድሕረ ባይታ ዝምለከት ምስ ዝህሉ፣ በቲ ተገሊጹ ዘሎ ወግዓዊ ኣድራሻና ክትሓቱን ትኽእሉ። ብምቅጻል መረረኹም ከተስምዑ ሙሉእ መሰል ስለዘለኩም፣ ናብቲ ሕጋዊ ናይ ምክትታል ስራሕ ዘለዎ መንግስታዊ ትካል ከተቅርቡ ትኽእሉ።     

 

2)ሓፈሻዊ መተሓሳሰቢን ግዴታዊ ሓበሬታ ንዕቃበ ድሕነት ሓበሬታ ድሕረ ባይታ  ነዚ ሓበሬታ ድሕረ ባይታ ዘእንግዱ ኣካላት ንዕቃበ ድሕነት ዉልቃዊ ጉዳይ ዓቢ ኣተኩሮ ገይሮም ብዕቱብ እዮም ዝሕዝዎ። ነቲ ዉልቃዊ ሓበሬታ በቲ ሕጊ ዝብሎ መሰረትን፣ በቲ ንኣተሓሕዛ ሓበሬታ ዉልቃዊ ድሕረ ባይታ ዝምልከትን ዝወሃብ መብርሂን እዮም ዝሕዝዎ። ነዚ ኢንተርነት ገዛ ኣብ ትጥቀሙ እዋን፣ ዝተፈላለዩ ንውልቂ ዝምልከት ሓበሬታ ይእከብ እዩ። ንሰባት ዝምልከት ሓበሬታ፣ ንዉልቀሰብ ብዝያዳ ዝገልጽ ስለዝኾነ ብኑጹር ክበርህ ኣለዎ። እዚ ዝቀርብ መብርሂ ንኣተሓሕዛ ሓበሬታ ዉልቃዊ ድሕረ ባይታ ዝምልከት ስለዝኾነ፣ እንታይ ዓይነት ሓበሬታ ንእክብን ንምንታይ ከም ከምንጥቀመሉን የነጽር። ከምኡዉን ብኸመይን ንምንታይ ዕላማ ከምዘገልግልን ይሕብር። ከምኡውን ሓበሬታ ብመገዲ ኢንተርነት ኣብ ዝመሓላለፈሉ እዋን (ንኣብነት ብመገዲ ኤለክትሮኒክ ደብዳቤ) ኣቀዲምና ሙሉእ ዉሕስነት ከምዘየለ ንሕብር፡፡ ሙሉእ ብሙሉእ ሳልሳይ ኣካል ዘይረኽበሉ መገዲ የለን።     

 

ንሓላፍነት ዝስከም ኣካል ዝሕብር መብርሂ፥   

ሓላፍነት ተሰካሚ ነዚ ኩሉ ሓበሬታ ኣብዚ ኢንተርነት ገጽና ዘማእክል ኣካል፣

Kultur- und Sprachmittler e.V.

ስራሕ ኣካያዲትን ቀዳመይቲ ሓላፊት ሽማግለ

ሲማ ሆሰይኒ

Erthalstraße 2

55118 Mainz

Tel.: 0160 • 98766505

E-Mail: info@kultur-sprache.de

ነዚ ኩሉ ድሕረ ባይታ  ሓላፍነት ተሰካሚ ኣካል ተራ ሰብ ወይከኣ ሕጋዊ ሰብነት፣ ንበይኑ ወይ ብሓባር ነዚ ሓበሬታት ኣብ ምንታይ መዓላ ይዉዕል ከም ንኣብነት ፦ ንኣስማት፡ ናይ ኢመይል ኣድራሻ ወዘተ ይዉስን።  ንዘፍቀድክሞ ኣጠቃቅማ ድሕረ ባይታኹም ከተሰርዝዎ ዘለኩም መሰል፥  ዝኾነ ንድሕረ ባይታኹም ዝምልከት ሓበሬታ ንኽንጥቀመሉ እንድሕር ኣፍቂድኩም ጥራይ እዩ  ዝከኣል። እዚ ዝሃብኩሞ ፍቃድ ኣብ ዝኾነ እዋን ንድሕሪት ክትመልሱዎ መሰልኩም እዩ። ንጥርዓን ምቅራብ ዝምልከት ዝቆጻጸር ተጸዋዒ ትካል፦ እንድሕር ነቲ ናይ ድሕረ ባይታ ዝምልከት ድሕነት ሕጊ ተጣሒሱ፣ እቲ ተጎዳኢ ኣካል ኣብ ዝምልከቶ ተቆጻጻሪ ትካል፡ ንዑኡ ዝምልከት ዝተጣሕሰ ሕግታት ኣብቲ ዞባ ትካል ከቅርብ ይኽእል። ነዚ ዓይነት ጉዳያት ተጸዋዕቲ ዝኾኑ ኣካላትን ናቶም ዝርከቡሉን ብኸመይ ኣገባብ ትጥቀሙሉን ዝሓዘ ናይ ኢንተርነት ገጽ ነስዕበልኩም፦ (https://www.bfdi.bund.de/DE/infothek/Anschriften_linkss-node.html.)  መሰል ናይ ዝተዓቀበ ድሕረ ባይታ ሓበሬታ ምስግጋር፦ ብዛዕባኹም ብፍቃድኩም ወይከኣ ብዉዕል መሰረት ንዝተኣከበ ሓበሬታ ድሕረ ባይታ ብቀጥታ ናብ ሳልሳይ ኣካል ብኽንበብ ብዝኽእል ኣገባብ መሳርሒ ንኽሰጋገረልኩም ወይ ንኽወሃበኩም ሕጋዊ መሰል ኣለኩም። እቲ ብቀ ጥታ ናይ ምስግጋር  ብተክኒክ መገዲ ተኽእሎ ምስ ዝህልዉ፣ ካብ ዝምልከቶም ኣካል ምርካብ ይከኣል።   

ኤስ ኤስ ኤል ወይከኣ ቲ ኤል ኤስ መዕጸዊ መፍትሕ፦                 ንዉሕስነት እቲ ንዓኹም ዝምልከት ዝተኣከበ ሓበሬታ በዚ መገዲ መዕጸዊ መፍትሕ እንዳተጠቀምና፣ እቲ ሓበሬታ ምስግጋር ንጥቀም። በዚ ዓይነት መፍትሕ ዝተዓጽወ መስመር ርክብ፡  ኣብቲ ኣድራሻ ዝጸሓፈሉ ቦታ መስመር ርክብ፡ ኣብቲ ኣድራሻ ዝጻሓፈሉ መስመር ካብ http:|| ናብ https:|| ይቅየር፣ በዚ ከኣ እቲ መፍትሕ ንኽሰርሕ ይጅምር፣ ብኡ መሰረት ከኣ እቲ ሓበሬታ ድሕረ ባይታ ንኽሰጋገር ይኽእል።  ሓበሬታ ምርካብ፣ ምዕጻዉን ምድምሳስን ዝምልከት፦ በቲ ዘገልግለና ሕጊ ኣብዚ መስርሕ መሰረት፣ ኣብ ዝኾነ እዋን ሙሉእ መሰልን ብዘይ ክፍሊት፣ ዝተታሕዘ ሓበሬታ ድሕረ ባይታና፣ ካበይ ከምዝመንጨወን መን ከምዝረኸቦን ንምንታይ ዕላማን/መደብ ከምዝተኣከበን፣ ብጠቅላላ እቲ እኩብ ሓበሬታ ነኸነዕጽዎን ወይከኣ ከነደምስሶን ንኽእል። ነዚ ዝምልከት ሕቶታት ምስ ዝህልዉ፣ በቲ ኣብ ወግዓዊ ኢንተርነት ገጽና ዘሎ ሓበሬታ መሰረት ክትወከሱና ትኽእሉ።   ንዘለኩም ኣንጻር ተቃዉሞ፣ ብመገዲ መይል ዝመሓላለፍ ኣድቨርታይዝመንት ፦ ዝተዋሃበና ዉልቃዊ ድሕረ ባይታ ሓበሬታ፡ ንኣድቨርታይዝመንት ንኸይንጥቀመሉ፡ በቲ ሕጊ ናይ ኣጠቃቅማ ጉቡእና መሰረት፣ ተቃዉምነትና ክንገልጽ ንኽእል።  ናይ ኢንተርነት ገጽና ኣሳሰይቲ ተቃዉሙኡ ዘይገለጸ ኣካል ኣድቨርታይዝመንት ሓበሬታ ምስ ዝለኣኾ፣ ኣብ ጉሓፍ ዝኣትወሉ መይል ክሓዝእ ይኽእል።   ኣተዓቃቅባ ሓበሬታ ድሕረ ባይታ ኣብ ኢንተርነት ገዛና፦  ኩኪይስ  ኢንተርነት ገዛዉቲ፣ ገለ ክፋላት ኩኪይስ ባይታ ዝበሃል ይጥቀማ። እዚ ኩኪይስ ባይታ ኣብ ኮምፕዩተርኩም ጉድኣት ኣይገብርን እዩ። እንታይ ደኣ ኩኪይስ ባይታ  ነቲ እነእንግዶ ንተጠቀምቲ ምቹእ፣ ስሉጥን ውሑስ ኣገልግሎ ት ንምሃብ ይሕግዝ። እዚ ኩኪይስ ባይታ ኣብ ኮምፑዩተር ዝተቀመጠ ኮይኑ፣ ኣብቲ ፕሮግራም ናይ ኮምፕዩተር  ብሮዉዘር ዝበሃል ዝተዓቀበ እዩ።  መብዛሕትኡ ንሕና እንጥቀመሉ ኩኪይስ ባይታ ሰሺይን ኩኪይስ እዩ ዝበሃል። ድሕሪ ምጥቃም ብቀጥታ ይድምሰስ። ካልእ ኩኪይስ ኣብ ኮምፕዩተርኩም ተዓቂቡ ይጸንሕ እዩ፣ ክሳብ ባዕልኹም ትድምስስዎ ። እዚ ኩኪይስ ንኻልእ እዋን ክትጥቀሙ ከለኹም ንምምላስ ይሕግዝ። ስለዚ እቲ እትጥቀምሉ ብሮዉዘር ከምድላይኩም ክትጥቀ ሙሉ ዕድላት ኣሎ ። ብቀጥታ ሓበሬታ  ንኽመጸኩም፣ ዝኾነ ድሌታትኩም ንኽትጥቀሙን ንኽትነጽግዎን ንኽትድምስስዎን ኣቀዲምካ ናይ ምትግባር ዕድላት ኣሎ። ነዚ እንጥቀመሉ ኩኪይስ ኣቀዲምኩም፣ ንኸይሰርሕ ዓጺኹም፡ እቲ ኢንተርነት ገጽና ድሩት ኣጠቃቅማ ይህልወኩም። ኩኪይስ በዚ ናይ ኤለክትሮኒክ ርኽክብ መስርሕ፣ ኣገልግሎት ምጥቃም ከም ናዉቲ እተንብረሉ ዓረብያ / መትሓዚ ምስ ዘድሊ፡ በቲ ሕጊ መሰረት ዓንቀጽ 6 / 1 f DSGVO መሰረት ዝብሎን ዘሎ ቴክኒካዊ ተኽእሎ፡ ንልምድታት ተጠቃሚ ንምግምጋም ብምባል፣ ክዕቀብ ይከኣል።  ሰርቨር ሎግ ዳታየን፦  እዚ ሰርቨር ናይ ኢንተርነት ገጽና ፣ ብቀጥታ ሓበሬታት ይእክብን ይግምግምን ኣብቲ ሰርቨር ሎግ ዳታየን ዝበሃል የሰጋግርን።  ንሳቶም ከኣ፦ ፠ ዓይነት ብሮዉዘርን ትዉልዲ ብሮዉዘር    ፠ ተጠቀምክሙሉ ባይታ ኮምፕዩተር ፠ ዝረኣኹሞ ገጽ ዝሕብር [ረፈረር ኡረል] ፠ ናይ ተጠቀምክሙሉ ኮምፕዩተር ገጽ መስመር ዝሕብር ፠ ሰዓት ዝሓተትክሙሉ ንምእታዉ ኣብ መስመር ፠ ኣይ ፒ ኣድራሻ እዞም ዝተላዕሉ ነጥብታት ምስ ካልእ ምንጭታት ሓበሬታ ድሕረ ባይታ ሓዊስካ ኣብዚ መስርሕና ኣይርእን እዩ። ነዚ ዝሕብር እንኽተሎ  መምርሒ ሕጊ ሓበሬታ ድሕረ ባይታ ኣብ ዓንቀጽ 6 እዝባር 1 ሊት f DSGVO ብዝበሎ ኣቀዲምካ ዉዕል/ፍቃድ ምሃብ የድልይ እዩ ዝብል። ዝምላእ ፎርም ንሓበሬታ ዝምልከት፦ እንድሕር ብዝምላእ ሓተታ ፎርም ተጠቂምኩም፣ እሞ በቲ ኣብኡ ዝበልክሞ ድሌታትኩም መሰረት፣ ብዘይ ናትኩም ፍቃድ ካብኡ ወጻኢ፡ ሓበሬታ ድሕረ ባይታኹም፡ ክንጥቀመሉ ኣይንኽእልን። ስለዚ እቲ ኣብ ዝምላእ ፎርም ዝሃብኩሞ ሓበሬታ ፣ በቲ መሰረታዊ መምርሒ ሕጊ ኣብ DSGVO ዝብሎ መሰረት ምሳና ይጸንሕ። ስጋብ ንስኹም ንኽንድምስሶ ፍቃድ ዘይሃብኩምና፡ ንዑኡ ንኽትጠልቡ ብቀሊሉ ሓበሬታኹም ብመገዲ ኢመይል ክትገብሩ ትኽእሉ፣ ስጋብ ሽዑ ግን እቲ ዝተጠቀምናሉ ሓበሬታ ከይተቀየረ ይጸንሕ። እቲ ብመገዲ ዝምላእ ፎርም ዝሃብኩምና ድሕረ ባይታ ሓበሬታ  ምሳና እዩ ዝጸንሕ፣ ክሳብ ንኽንድምስሶ ፍቃድኩም ዘይሃብኩምና።  4)  ፕላጊንሰን (ተወሳኺ ፕሮግራም) ከምኡዉን ቱልስ (መሳርሒ)  ዩቱይብ፦  ኢንተርነት ገጽና ብጉግል ዝምእከል፣ ተወሳኺ ፕሮግራም ዩቱይብ ይጥቀም እዩ ። ነዚ ዘማእክል ከኣ ዩቱይብ ብሩኖ ይበሃል፣ ኣድራሻ  CA 94066, USA  እንድሕር ኣብቲ ብዩቱይብ ተወሳኺ ፕሮግራም ዝተመልኤ ኣቲኹም ምስቲ መስመር መሳርሒ ርክብ ይግበር እዩ። ናብቲ ቀንዲ ማእከል  ኣየናይ ናትና ኢንተርነት ገጽ ከምዝረኣኹም ናብ ዩቱይብ ይሕበር እዩ። እንድሕር ንስኹም/ን ኣብ ናይ ባዕልኹም ዩቱይብ ቆፎ (መስመር)ኣቲኹም ፡ ንዩቱይብ ዕድል ትፈጥሩሉ፣ ኣጠቃቅማኹም ንኽግምገም ዕድል ትህቡ ኣለኹም ማለት እዩ። ነዚ ክትክእሉ መእታን ካብቲ ናይ ባዕልኹም መስመር ክትወጹ ኣለኩም። ናይ ዩቱይብ ምጥቃም፡ በቲ ኣብ ቀጥታዊ (ኦንላይን)ዝቀርቡ ንተገደስቲ ዝዳሎ ኮይኑ፣ ግን በቲ ሕጊ መምርሒ ኣብ ዓንቀጽ 6 / 1 lit. f DSGVO እዩ።  ተወሳኺ ሓበሬታት ንኣጠቃቅማ ምስ ድሕረ ባይታ ሓበሬታ ምስ ዩቱይብ ዝተሓሓዝ ኣብ መስመር፡ www.google.de/intl./de/policies/privacy ክርኤ ይከኣል።  ቪምዮ (Vimeo)  ኢንተርነት ገጽና ተወሳኺ ንቪድዮ ቅዳሓት ዝጥቀመሉ መስመር መሳርሒ ቪምዮ እዩ። ነዚ ንምጥቃም ዘማእከል ትካል ቪምዮ ኣድራሻ፡ 555 West 18th Street , New York 10011 እንድሕር ኣብቲ ናትና ኢንተርነት ገጽና ተወሳኺ መስመር መሳርሒ ቪምዮ ዝጥቀመሉ ኣቲኹም፡ ቀጥታ ምስቲ መስመር ርክብ ይፍጠር እዩ። ብቀጥታ ኣብቲ ቀንዲ ማእከል ናይ ቪምዮ  ይሕበር፣ ከምኡዉን ኣብ ኢንተርነት ገጽና ከምዝኣተኹም። ካብኡዉን ሓሊፉ ብናይ ባዕልኹም መእተዊ መስመር ተጠቂምኩም ከምዝኣተኹ፣ ናይ ባዕልኹም መእተዊ መስመር ኣብ ቪምዮ ከምዘይትዉኑኑ፡፡ እቲ ኣብ ቪምዮ ንኽትጥቀሙ ከለኹም ዝተረኸበ ሓበሬታ ናብቲ ቀንዲ ማእከል ናብ ኣመሪካ ይሕበር።  እንድሕር ብናይ ባዕልኹም መእተዊ መስመር ጌርኩም ኣቲኹም፣ ቪምዮ ንኽትጥቀሙ ዕድል ይፍጠረልኩም፣ ኣጠቃቅማ ባህርያትኩምን ንኸይፍለጥ ግን ካብቲ ቪምዮ ኣካዉንትኹም ምዉጻእ የድልይ። ተወሳኺ ሓበሬታ ንኣጠቃቅማ ድሕረ ባይታ ሓበሬታ ኣብቲ ሕጊ ንድሕነት መብርሂ ኣብ መስመር ቪምዮ ክርኤ ይከኣል።  ጉግል ወብ ፎንትስ፦

 

እዚ ገጽ ኣብ ኣጠቃቅማ  ዓይነት ፊደላት ጽሑፍ ሓደ ዓይነት ንኽኸዉን ዝሕግዝ፣ መስመር መሳርሒ ኮይኑ ከም በዓል ጉግል ዝጥቀማሉ፡ መእታን ዝዳሎን ዝዝርጋሕ ጽሑፋት ነንሕድሕዱ ንኽገጣጠም ዝሕግዝ እዩ። ነዚ ዕላማ ተባሂሉ፣ እቲ እሱኹም ትጥቀሙሉ ብሮዉዘር ቀጥታ ርክብ ምስ ማእከላይ ቆፎ ናይ ጉግል ይምስረት፣ ብኸምኡ ከኣ ኣብቲ ናይ ኢንተርነት ኣድራሻና ከምዝኣተኹም ይፍለጥ። እቲ ኣጠቃቅማ ኣብ ጉግል፣ በቲ ኣብ ቀጥታዊ ዝዳለዉ ንተገደስቲ ሓደ ዓይነት ኮይኑ፣ ነዚ ከኣ ኣብቲ ሕጊ መስርሕ DSGVO ተገሊጹ ይርከብ።

እንድሕር እቲ ብሮዉዘር ትጥቀመሉ ኣብ ቀዳማይ ገጽ፣ ዓይነት ፊደል ዘየለለዮ፡ ናይ ኮምፕዩተርኩም ፊደላት ይጥቀም።

ተወሳኺ ሓበሬታት ንጉግል ገጽ ፊደላት ዘብርህ፣ ኣብ

Https://developers.google.com/fonts/fag ከምኡዉን ኣብ ጉግል: www.google.com/polices/privacy/.

 

ጉግል ማፕስ ስእልታት

 

ነዚ ገጽ ብመገዲ መሳርሒ መስመር ኤይ ፒ ኣይ ናይ ካርታ ኣገልግሎት ጉግል ማፕስ እዩ።  ነዚ ዘኤንግድ ትካል ጉግል:1600 Amphitheatre Parkway Mountain View, CA 94043, USA.

 

እቲ ኣገዳሲ ንናይ ጉግል ማፕስ ኣጠቃቅማን ክከኣል፣ ኣድራሻ ኢንተርነት መስመርኩም ክዕቀብ የድልይ። እዚ ሓበሬታ ናብቲ ቀንዲ ማእከል ቆፎ ናይ ጉግል ኣብ ኣሜሪካ ዝርከብ ይሰጋገርን፣ ኣብኡ ይዕቀብን። እዚ ናትና ኢንተርነት ገጽ ኣብዚ ዝግበር መስርሕ ምስግጋር ጽልዋ የብሉን።

 

ናይ ጉግል ማፕስ ምጥቃም፣ በቲ ኣብ ቀጥታዊ ኦንላይን ዝቀርቡ ንተጠቀምቲ ዝዳሎ ኮይኑ፣ ግን በቲ ሕጊ መምርሒ ብዝብሎ መሰረት እዩ ዝትግበር።

ተወሳኺ ሓበሬታ ንኣጠቃቅማ ድሕረ ባይታ ሓበሬታ ዝምልከት፣ ኣብቲ ሕጊ ንድሕነት ናይ ጉግል መብርሂ ክርኤ ይከኣል።

Https://www.google.de/intl/de/policies/privacy

 

እዚ ዝተዳለወ ምንጪ ሓበሬታጉንበት 2018, e-recht24.de