ሓላፍነት ተሰካሚ ነዚ ኩሉ ሓበሬታ ኣብዚ ኢንተርነት ገጽና ዘማእክል ኣካል፣

Kultur- und Sprachmittler e.V.
ስራሕ ኣካያዲትን ቀዳመይቲ ሓላፊት ሽማግለ

ሲማ ሆሰይኒ
Erthalstraße 2
55118 Mainz

Tel.: 0160 • 98 76 65 05
E-Mail: info@kultur-sprache.de

ነዚ ኩሉ ድሕረ ባይታ  ሓላፍነት ተሰካሚ ኣካል ተራ ሰብ ወይከኣ ሕጋዊ ሰብነት፣ ንበይኑ ወይ ብሓባር ነዚ ሓበሬታት ኣብ ምንታይ መዓላ ይዉዕል ከም ንኣብነት ፦ ንኣስማት፡ ናይ ኢመይል ኣድራሻ ወዘተ ይዉስን።

ንዘፍቀድክሞ ኣጠቃቅማ ድሕረ ባይታኹም ከተሰርዝዎ ዘለኩም መሰል፥

ዝኾነ ንድሕረ ባይታኹም ዝምልከት ሓበሬታ ንኽንጥቀመሉ እንድሕር ኣፍቂድኩም ጥራይ እዩ  ዝከኣል። እዚ ዝሃብኩሞ ፍቃድ ኣብ ዝኾነ እዋን ንድሕሪት ክትመልሱዎ መሰልኩም እዩ።

internet- und werbeagentur webmelone