ንወጻእተኛታት ኣብ ምስናይ ትገብሮ ስራሓት:

〉ኣድላይ ዝኾነ መስርሕ፣ ምስ መንግስታዊያን ትካላት ዝተታሓሓዘን ነቶም ሰባት ናብቲ ትካላት ምስናይ

〉ፎርሙላታት ዝምልኡ ኣብ ምትሕግጋዝን ምምላእን

〉ኣብ ሕክምናዊ ጉዳያት፣ ካብ ሕሉፍ ዝተፈጸሙ ሃሰያታት ዘምጽኦ ከም ስነ ኣእምራዊ ሽግራት፡ ምስናይ

〉ሕ/ሰብኣዊ ፍልልያት ዘምጽኦ ዘይምስናይ ሽግራት ሓፈሻዊ ኣብ ስራሕ፣ ከምኡዉን ኣብ ስራሕ ቦታ