ሽማግለታት ኣባላት ማሕበርና፡ ኣብ ንገብሮ ስራሕና ዝሕግዙና፦

  • ኣቶ ሚሻኤል ኤብሊንግ ርእሰ ኣማሓዳሪ/ከንቲባ ከተማ ማይንስ

  • ኣቶ ፕሮፈሶር ዶክቶር በርንድ ማየር፡ ካብ ዮዉሃንስ ጉተንበርግ ዩኒቨርሲቲ ማይንስ (ስራሕ ክፍሊ ሕ/ሰብኣዊ ኮምኒኬሽን)

  • ወ/ሮ ኤሊሳቤጥ ኮልዝ፡ ስራሕ ኣካያዲት ቀዳማይ መራሒት ማሕበር ኦይለ

  • ኣቶ ቪብቶር ፒል፡ ሓላፊ ቀጻላዊ ሞያ ዝርከቦ ኢሃካ ራይን ሄሰን

  • ኣቶ ዳንኤል ሃርድ፡ ናይ ስራሕን ሞያን ክፍሊ ሓላፊ ኣብ ፎልክስ ሆኽ ሹለ ማይንስ    

 

ሓለፍቲ ሽማግለ፦

  • መ᎐ ሲማ ሆሰይኒ፦ ቀዳመይቲ ሓላፊት ማሕበርን ስራሕ ኣካያዲት

  • ታሪክ ዶማ፦ ካልኣይ ሓላፊ ማሕበር

  • ሞሃመድ ላብሪ ኣብራክ፦ ንብረት/ገንዘብ ተሓዚ

  • ሃሳን ጎሎዋህ፦ ጸሓፊ ማሕበር / ሰናዲ ጽሑፍ

  • ፋህ ኣባዳ፦  ኣባል መሪሕነት ሽማግለ