ኤም. ሲማ ሆሰይኒ

ኤም. ሲማ ሆሰይኒ ተወላዲት መበቆል ኢራናዊት ኮይና ፣ ካብ 1988 ጀሚራ ምቅማጣ ኣብ ሃገረ ጀርመን ኮይኑ ፣ ትምህርቲ ድሕረ ባይታኣ ፋርማሲስት ኮይኑ፣ ኣብ ዝሓለፉ 17 ዓመታት ከኣ ወላዲት ሰለስተ ቆልዑ ክትከዉን በቂዓ።

 

ኤም. ሲማ ሆሰይኒ ን10 ዓመታት ዝኣክል ብተወፋይነት፣ ከም ወኪል ናይ ወለዲ ተማሃሮ ከምኡውን ከም ቀዳመይቲ ተጸዋዒት ኣብ ማይንስ ዝርከባ መባእታ ቤት ትምህርትታት ኮይና ድሕሪ ምግልጋል፣ ብፍላይ ንቆልዑ ካብ ወጻኢ ሃገር ንዝመጹ፣ ኣብ ድሕሪ ትምህርቲ ዝግበሩ ተበግሶታት ኣብ ምዉዳብን፡ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት/መደባት ኣብ ምትግባር ትዋሳእን ጸኒሓ። ኣብ ወርሒ መስከረም 2015 ብሓላፍነት ነቲ ኣብ ናይ ኣጋምሸት ዝካየዱ ንጥፈታት እንዳመረሐት፣ ምስኡ ማዕረ ማዕረ ትምህርቲ ናይ ዕርቂ ኣገባብ መስርሕ፣ ብዉሕሉልን ምዱብን መሰረት ንዝተጻገሙ ወገናት እንዳኣሰነኻ መስመር ኣብ ምትሓዝ፣ ጠርናፊ ሕ/ሰብኣዊ ስነሓሳብን ከም ናይ ማሕበረሰብ ተርጓሚት ዝብል ብምግባር፣ ብዙሕ ዓይነት ትምህርቲ ክትቀስም ኪኢላ።

 

ከም ወናኒት ሰርቲፊኬት ናይ ዓራቂት ሞንጎኛ ብዛዕባ ገበን ሕጊ፡ ኣብ ዞባዊ ፍርዲቤት ማይንስ፡ ምስ ወግዓዊ ማሕበር ዝተጎድኡን ጎዳእትን ዝሕገዙሉ ፣ ኣብ ምዝርራብ/ምይይጥ ዝካየደሉ ክፍሊ ትሰርሕ።

ካብ ጉንቦት 2017 ጀሚራ ከም ቀዳማይ ሓላፊት ናይ ማሕበር ንጉዳይ ባህላዊን ቋንቁ ምትርጓም ዝምልከት እትመርሕ በዓል መዚ እያ።

 

ካብቲ ብልቢ እትሰርሖ እቲ ዘቀራርብ መስርሕ  ዝብል ኣብ ጉዳይ ዝተፈላለዩ ባህላዊያን ምትሕንፋጽ እዩ።

 

ቋንቋታት፦ ዳሪ

             ፋርዚ