ሞሓመድ ላብሪ ኣብራክ፦

ሞሓመድ ላብሪ ኣብራክ ተወላዲ ማሮኮ ኮይኑ፣ ካብ 2009 ጀሚሩ ኣብ ሃገረ ጀርመን ይነብርን ከምኡዉን ብላዕለዋይ ትምህርቲ መካትሮኒክ ሞያ ዘለዎ እዩ።

ኣቶ ሞሓመድ ካብ 2016 ጀሚሩ፡ ከም ተርጓማይ ናይ ቋንቋታት ዓረብን ፈረንሳይን፡ ኣብ መንግስታዊ ትካል ንወጻእተኛታት ተጸዋዒ ዝኾነ፡ ይሰርሕን፣ ከምኡዉን ንሓተትቲ ዕቁባ ኣብ ምእላይ ክፍሊ ይሰርሕ።

ቋንቋታት፦  ዓረብ